“Jane Eyre” ሓንቲ ካብተን ኣዝየን ፍቱዋት ዓበይቲ ልቢወለዳት “ዘመነ ቪክቶርያ” እያ። ብ ሻርሎት ብሮንተ እያ ተደሪሳ። ምስዛ ናይ ሕጂ (ትግርኛ) ደሚርካ ናብ ልዕሊ 66 ቋንቋታት ተተርጒማ’ላ። ቅድሚ 20 ዓመታት እየ ወዲአያ።

“ጄን ኤየር” ዛንታ ህይወት ደራሲታ ምዃና ተንተንቲ ታሪኽ ስነጽሑፍ እንግሊዝ ይገልጹ። ብ ቀዳማይ ኣካል እናተተረኸት፥ ምስ ስቶዪካዊ ጉዕዞ ህይወት ሓንቲ ዘይትጸዓድ ጓለንስተይቲ ከተሳልየኩም እያ።

Messenger
Email
Phone
WhatsApp
Messenger
WhatsApp
Phone
Email